Sunday, September 23, 2012

ጸላእትና ኣጸቢቕና ንፈልጦምን ነላልዮምን፡ ብጻይካ ተመሲሉ ጸላኢኻ ንዝኾነ ኸ፧



ብዛዕባ ስምረት ብዙሕ ተዛሪብና፡ ብዛዕባ ሓድነ ወትሩ ኣብ መምሪሕና ኣሎ፡ ብዛዕባ ፍቕርን ስኒትን፡ ብደቓይቅ ንዛረበሉን ንመጐተሉን ንዛተየሉን፡ ብዛዕባ ሕድሪ፡ ሰማእታትና እንዳዘከርና፡ ራኢና ንእምተሉን ንሰርሓሉን፡ ብዛዕባ ጥርናፈን ሓይልን፡ ኣብ ጸበባን ሽግርን፡ “እንተ” እንዳበልና ንዝሓለፈ ኵነታት እንዳጠዓሰና፡ ድሌትና ስምዒትና ንገልጽ፡ ውሑዳት ኣይኮንናን።
ኣብ ማሕበራዊ ንጥፈታትና፡ ብሓላፍነት ተሰኪሞም፡ ዚመርሑናን ዝዕጁቡናን፡ ብጾትና ብስርሖምን ተወፋይነቶምን ነድንቖም ብዙሓት ከምዘለዉ ፍሉጥ ኢዩ። ኮይኑ ግን፡ ንስርሖምን ተወፋይነቶም ንዓመታት እንዳድነቕና፡ መትከሎምን ተልእኮምን ምስ ፈለጥና ኣንታይ ኮን ይስምዓና፧

ተከታተሉ>>>>>……

No comments:

Post a Comment