Friday, September 28, 2012

"ትግራዎት ኣብ ኤርትራ ብዝተወለዱ"

ሓው ተመስገን ተዓረ ካብ ሃገረ ማልታ

ስምር ዝብሃል ናይ ክዳዓትን ሃሱሳትን መንእሰያት ኤርትራውያን፡ እክብካባት ማሕበር ካብ ዝምስረት ዳርጋ (ብዕሊ) ሓደ ዓመት ኣቢሉ ኰይኑዎ ኣሎ። እዚ ማሕበር ግን ኣብ 2011 ዝተቐልቀለ ዘይኮነ፡ ኣብ 2003፡ ብሕቡእ ኣጀንዳ ዝተጠንሰ ኣካል ናይወያነ  ስለያ  ኮይኑ ዚሰርሕ፡ ኣብ ሽመልባ፡ ዝንቀሰቓስ፡ ዝነበረአካይድ ፡ "ትግራዎት ኣብ ኤርትራ ብዝተወለዱ" መንእሰያት፡ ስርሑ ዝጀመረ ጉጀለ ኢዩ ነይሩ።

  ሎሚ "ስመር" ተባሂሉ ፍሉይ መደብ ሒዙ መናሰያት ጠርኒፍካ፡ ኣንጻር ሃገሮምን መንግስቶምን ንኪቃለሱ ጓስጓስ ዘሎ ፍሉይ ተልእኾ ዘለዎ ማሕበር ወይ ጉጅለ ምዃኑ፡ መናእሰያት ክፍልጥዎ ይግባእ። 

ክቡር ሓው ተመስገን ተዓረ ካብ ሃገረ ማልታ ዝሰደደልና፡ ጽሑፋት ኣዚዩ ዘገርምን ዘስደምምን ምንቅስቓስ ስመር ጥራይ ዘይኮነ፡ ካብ 2003 ክሳብ እዚ ናይ ትማሊ ኣብ ደብረዘይት  ዝተኻየደ ኣኼባታትን ጉባኤታትን፡ ስርዓት ወያነ ክሳብ ክንደይ ባጀት ሰሊዑ የንቀሳቕሶም ከምዘሎ፡ ሓለፍቲ እዚ ናይ ስመር ጉጅለ ክንደይ ይክፈሉ፧ ዝብል ዝርዛራት በጺሑና ስለዘሎ፡ ኣብ ዝመጽእ ዘሎ ሰሙን ክነቕርበልኩም ኢና።







No comments:

Post a Comment